ዓለምለኸ ትካል ገንዘብን ኢትዮጵያን፣ ነቲ 3.4 ቢልዮን ዳለር ልቃሕ አብ ፈላማይ ምግምጋም ከምዝተሰማምዑ እቲ ትካል ኣፍሊጡ። ናይ’ቲ ገምጋም ምዝዛም፣ ኢትዮጵያ 345 ሚልዮን ዳለር ንክወሃባ ዘሕግዝ ...
ኣብ ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት መደረ ዘቅረቡ ወከልቲ ኢትዮጵያን ሶማልያን ንዘለዎም ምስሕሓብ ናብ ዓለምለኸ መድረኽ ኣብጺሖምዎ። ቀ/ሚ ሶማልያ ሃምዛ ኣብዲ ባሬ ኢትዮጱያ ምስ ርእሰ ምምሕዻር ...
ካብ ሰራዊት ነጻነት ኦሮሞ ከምዝተፈለየ ዝዛረብ ሓደ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ፣ ግጭት ናይ ክልል ኦሮምያ ሰላማዊ ፍታሕ ንክረክብ ከምዝሰርሓሉ ገሊጹ። ሰበ-ስልጣን ሰራዊት ኢትዮጵያ ምስ ዝተመረጹ ...
ቱርኪዬ ብሰንኪ ኢትዮጵያ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝኸተመቶ ውዕል ንዝተፈጠረ ምስሕሓብ ኢትዮጵያን ሶማልያን ንምሽምጋል ዝጀመረቶ ጻዕሪ ከምዝትቅጽሎ ገሊጻ። ቱርኪዬ ዛጊት ንክልተ መድረኻት ልዝብ ...
ኣዕፅምቲ ደቂ ሰባት ብዘርኢ ብዝመሓላለፍ ሕማማትን ብምድፋእ ዕድመን ብጉድለት ኣመጋግባን ካልኦትን ክህሰ ይኽእል’ዩ። ነዚ ብዝምልከት ንክኢላ ኣዕፅምቲ ንዶ/ር ደምሳስ ሃብቱ ደምሳስ ካብ ዊንፔግ ...
New York City Mayor Eric Adams has been indicted by a federal grand jury on criminal charges following a long-running federal ...
Forecasters warned of catastrophic flooding along the Gulf Coast and as far inland as North Carolina ...
ነፈርቲ ኩናት እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ንሓደ ሶርያውያን ሰራሕተኛታት ምስ ስድራ ቤቶም ዝነበርሉ ህንጻ ድሕሪ ምድብዳበን፡ 23 ሰባት ከም ዝተቐተሉ ሰበ-ስልጣን ሊባኖስ ኣፍሊጦም።እዚ ኣንጻር ህዝቦላሕ ...
(ዩኤንኤችሲኣር) ኣፍሊጡ። እቶም ናብ ሱዳን ዘምርሑ ስደተኛታት ኣብተን ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ዝነበራ መዓስከራት ኩመርን ኣውላላን ፀገም ፀጥታን ዋሕዲ ኣገልግሎትን ከምዘጋጠሞም: ብሰንኪ'ዚ ድማ ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ደሴ ጢጣ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ንሓደ ወዲ 7-ዓመት ህጻን ኣብ 11 መስከረም 2017 ብለይቲ ካብ መንበሪኡ ገዝኡ ብምጭዋይ ገንዘብ ንምክፋል ጠለብ ዘቕርቡ ዝነበሩ’ዮም ...
ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ነቲ ንዝሓለፉ 30 ዓመታት ክህቦ ዝፀነሐ ፕሮግራም ቋንቋ ትግርኛ ምቁራፁ ግቡእ ኣይኮነን ክብሉ ሰብ-ሞያ ቋንቋን ስነፅሑፍን ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተቓዊሞም፡፡ ቶም ሰብ-ሞያ ንድምፂ ...
እስራኤል ትማሊ ሰኑይ ኣብ ሊባኖስ ኣንጻር ሂዝቦላህ ብዝፈጸመቶ ሰፊሕ ደብዳብ ነፈርቲ ብውሕዱ 560 ሰባት ከም ዝሞቱን ልዕሊ 2,000 ከም ዝቖሰሉን ሚንስትሪ ጥዕና ሊባኖስ ኣፍሊጡ። እዚ ዳሕራዋይ ...